Web Content Display Web Content Display
Minimize Maximize

 

 

መግለፂ ሰናይ ትምኒት ቢሮ ኮንስትራክሽን፣መንገዲን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ

ቢሮ ኮንስትራክሽን፣ መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ህዝቢ ትግራይን እንኳዕ ካብ ናይ ደርጊ ፋሽስታዊ ስርዓት ዘስካሕክሕ ወፅዓን ዓፈናን ንመወዳእታ ጊዜ ዝተናገፍናላን ናይ ሰላም፣ዲሞክራሲን ልምዓትን ኣየር ምትንፋስ ዝጀመርናላን መበል 24 ዓመት በዓል 20 ጉንበት 2007 ዓ.ም. ብሰላም ኣብፀሓኩም ኣብፅሓና ብምባል  ሰናይ ትምኒቱ እንትገልፅ፤ ቢሮ ኮንስትራክሽን፣መንገድን መጓዓዝያን  ክልል ትግራይ ኣብ ምዕባለ ኮንስትራክሽን ኢንዱስትሪን ኣብ ዘፈር መንገድን ትራንስፖርትን  ኣብ ቐዳማይ ዘመን ትልሚ ዕብየትን ስግግርን ሰፋሕቲ መደባት ዓሚሙ ኣብ ምንቅስቓስ ከም ዝፀንሐ ይፍለጥ፡፡

ኣብ ዘርፍታት ኮንስትራክሽን፣ መንገድን መጎዓዝያን ዝተሳለጡ ስራሕቲ ብፍላይ ዝርገሐ መንገዲ ክሳብ ጣብያ ክባፃሕ፣ ህንፀት ማሕበራዊን ኢኮኖምያውን ትካላት ደረጅኡ ዝሓለወ ክኸውን ከምኡ እውን ድሕንነቱን ምቾቱን ዝተሓለወ ቐረብ ግልጋሎት መጓዓዝያ ካብ መሰረቱ ንምቕያር ቢሮና ኣብ ልፊን ዓበይቲን መደባት ሰፋሕቲ ስራሕቲ እናሳለጠ መፂኡ እዩ።በዚ መሰረት እውን ካብ 1 ትልሚ ዕብየትን ሽግግርን 5ተ ዓመት ኣፈፃፅማ መደባት 4 ዓመትን 7 ወርሒን እንትንርኢ፡-

1.ኣብ ምዕባለ መንገድን ምምሕዳርን

Øኣብ ትግራይ ቕድሚ 1983 / 906ኪ.ሜ. ሓጋይ ምስ ክረምቲ ዘራኽብ መንገዲ ጥራሕ ዝነበረ እንትኾን ኣብ ሐዚ እዋን መንግስቲ ትግራይ ነቲ ሴክተር ብዝሃቦ ጠመተን ብዝገበሮ ፃዕርን ኣብ መወዳእታ ዓመት 2007ዓ/ም ናብ 7,160 ኪ.ሜ. ክብ ክብል ከምዘለዎ ብዝሓዞ ትልሚ ዛጊድ ናብ 6,501. ክበፅሕ ኢሉ እዩ፡፡

Øኣብዚ 5 ዓመት ናይ ዕብየትን ዕግግርን ትልሚ ጥራሕ ብናይ ዩራፕ ፕሮግራም፣ ብፌደራልን ብክልልን 4,591 ኪ.ሜ.ንምስራሕ ትልሚ ሒዙ ኣብ ምትግባር ፀኒሑ እዩ፡፡ ካብዚ  ብዩራፕ 2,291 ኪ.ሜ.፣ብክልል(ኢንትርፕራይዝ) 608 ኪ.ሜ.፣ብፌደራል ድማ 830 ኪ.ሜ. ብድምር 3,729 ኪ.ሜ.(81.22%) ብምስራሕ ንትራፊክ ክፍቲ ኮይኑ እዩ፡፡ 

Øካብዚ ብትውሳኺ ናይ ክልልና ገፀ ምድሪ ኣፃድፍ ዝበዝሖ ብምኻኑ ዘመናዊ ናይ ተንጠልጠልቲ ድልድላት ስራሕቲ ብምስራሕ ኣብቲ ከባቢ ንዝርከቡ ተጠቀምቲ ግልጋሎት ክውዕል ተገይሩ እዩ፡፡እዚ ፕሮጀክት እዚ ምስ ሄልቨተስ ኢትዮጵያ ብምዃን ዝስራሕ ስራሕ እንትኾን ንሱውን ነቲ ስራሕ ዝምደብ በጀት ብሄልቫተስ 40% ብክልል ድማ 60% ዝሽፈን ኮይኑ 24 ተንጠልጠልቲ ድላድል ንምስራሕ ተተሊሙ ብብር9,354,500.00  ወፃኢ 22 ተንጠልጠልቲ ደላድል ተሰሪሓን ናብ ግልጋሎት ውዒለን እየን፡፡

Øበዚ መሰረት ካብ ዘለዋ 733 ጣብያታት እተን 537 (73.26%) ጣብያታት ሓጋይ ምስ ክረምቲ ብዘራኽብ መንገዲ ተኣሳሲረን እየን፡፡

Øካብ ዝነበረ ናይ መንገዲ ሽፋን ኣብ 1,000 ስኬር / 56.89 / ዝነበረ መንገዲ ናብ 74.55 /  ክዓቢ ተተሊሙ ዝነበረ እንትኸውን ዩራፕ ፕሮግራም ክተኣታቶ ብምግባር ናብ 114.5 / ክዓቢ ኪኢሉዩ፣

Øብፅሒት መንገዲ ኣብ 1,000 ሰብ ዝነብረሉ 0.68 / ዝነበረ ናብ 0.99 / ክዓቢ ተተሊሙ ናብ 1.24 . ክዓቢ ኢሉ እዩ፡፡

Øብማእኸላይ  ሓጋይ ምስ ክረምቲ ናብ ዘገልግል መንገዲ ንምርካብ ዝግበር ናይ እግሪ ጉዕዞ ካብ 6.15 / ናብ 2.36 / ክወርድ ኽኢሉዩ፡

2.ግልጋሎት መጓዓዝያን ምምሕዳር መናሃርያን

Øኣብ ሃገርና ንዝመፅእ ዘሎ ጠባዊ ዕብየት ንምስላጥን ሕ/ሰብ ድሕንነቱን ምቾቱን ዝተሓለወ ቐረብ መጓዓዝያ ንኽረክብ ብዝተገበረ ፃዕሪ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣስታት 181 መስመራት  ትራፊክ ብምፍጣር ልዕልሊ 90%  ኣታዊን ወፃእን ኣቑሑት ንምዝውዋር እንትከአል ልዕሊ 95%  ተጓዓዛይ ድማ ክንቀሳቐሰሉ ዘኽእል ብርኪ ተበፂሑ አሎ፡፡

3. ህንፃ፣ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዝምልከት

Øእዚ ዘፈር እዙይ  ካብ 30-60 ሚኢታዊ  ናይታ ሃገር  በጀት ይሕዝ ተባሂሉ ዝግመት እንትኸውን ብሃገር ደረጃ ይኹን ብክልል ዓብይ ትኹረት ተዋሂብዎ እናተሰርሓሉ ይርከብ፡፡

Øበዚ መሰረት ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ መላእ ትግራይ ሰፊሕ ናይ መሰረተ ልምዓት ትካላት ህንፀት እንዳተሳለጠ ዝርከብ እንትኸውን ኣብዚ ትልሚ ዕብየትን ስግግርን 5ተ ዓመት ልዕሊ  1.5 ቢልዩን ብር ብምምዳብ 4,500 ዝተፈላለየ ማሕበረ ኢኮነሚያዊ ግልጋሎት ዝህቡ ህንፃታትምህናፅ ትልሚ ተታሒዙ ክሳብ ሓዚ ብልዕሊ 1.8 ቢለዮን ብር 4,013 ህንፃታት ተሃኒፆም ንግልጋሎት በቒዖም እዮም

4. ምርግጋፅ ብቕዓት ኣሽከርከርትን ተሽከርከርትን ዝምልከት

Øኣብዚ ዘፈር እዚ ድሕንነት ተጓዓዝቲ ንምሕላው ብዝተገበረ ምንቅስቓስ 63,512  ተሽከርከርቲ  ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ዓመታዊ ቴክኒክ ምርመራ ተጌሩ።ን37,114 ተሽከርከርቲ ሃንደበታዊ ቴክኒክ ምርመራ ብምግባር ቴክኒካዊ ብቕዓት  ናይ ምርግጋፅ ስራሕ ተሰሪሑ፡፡

Ø14,000 ተሽከርከርቲ ሓዱሽ ታርጋ ንምሃብ ትልሚ ተታሒዙ 15,465 ሓደሽቲ  ተሽከርከርቲ ታርጋ ተዋሂቡ። 39,728 ሕፁያት አሽከርከርቲ ቴክኒካዊ ብቕዓትን ፅቡቕ ስነ ምግባርን ተላቢሶም ፈተና ተፈቲኖም ንዝሓለፉ ሓዱሽ ፍቃድ ዘተውሃቡ እንትኾን ን59,983 ነባራት ኣሽከርከርቲ ናይ ሕድሳት ዘመን ዘይሓለፎም ምኻኖምን ትኽክለኛነቱን ብምርግጋፅ ሕድሳት መዘወሪ ፍቃድ ተዋሂቡ እዩ፡፡

5.ኣብ ኮንስትራክሽን ሬጉሌሽን

Øናይ ኮንስትራክሽን ኢንዳስትሪ ልምዓትን ዕብየትን ቐፃልነት ንክህልዎ ንምግባር ን29,518 ታሕተዎትን ማእኸለዎትን ሰብ ሞያ ምዝገባ ቅድመ ምዘና ብምምዝጋብን ምዝና ብምሃብን ብቕዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቐት ተዋሂብዎም እዩ፡፡

ብምጥቕላል ኣብ ቐዳማይ ዘመን ትልሚ ዕብየትን ስግግርን ከም ቢሮ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ተዋዲድካ ንምስራሕ ሰፊሕ ምንቅስቓስ ዝተገበረሉን ኣብ ኩሎም ዘርፍታት ስራሕ ቢሮና ዓበይቲ ዓወታት ዝተመዝገበሉ ዘመን ምንባሩን ቐፀልቲ ስራሕትና ድማ ብሙሉእነት ብምፍፃም ዕውታት ከም እንገብሮምን ቃል እናኣተና  ደጊምና እንኻዕ ንበዓል 20 ጉንበት 2007 ዓ/ም ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ይብል፡፡ 

Web Content Display Web Content Display
Minimize Maximize

መግለፂሰናይትምኒትቢሮኮንስትራክሽን፣መንገዲንመጎዓዝያንክልልትግራይ

ቢሮኮንስትራክሽን፣ መንገድንመጎዓዝያንክልልትግራይንመላእህዝቢኢትዮጵያንህዝቢትግራይንእንኳዕካብናይደርጊፋሽስታዊስርዓትዘስካሕክሕወፅዓንዓፈናንንመወዳእታጊዜዝተናገፍናላንናይሰላም፣ዲሞክራሲንልምዓትንኣየርምትንፋስዝጀመርናላንመበል 24 ዓመትበዓል 20 ጉንበት 2007 ዓ.ም. ብሰላምኣብፀሓኩምኣብፅሓናብምባልሰናይትምኒቱእንትገልፅ፤ቢሮኮንስትራክሽን፣መንገድንመጓዓዝያንክልልትግራይኣብምዕባለኮንስትራክሽንኢንዱስትሪንኣብዘፈርመንገድንትራንስፖርትንኣብቐዳማይዘመንትልሚዕብየትንስግግርንሰፋሕቲመደባትዓሚሙ

ኣብምንቅስቓስከምዝፀንሐይፍለጥ፡፡

ኣብዘርፍታትኮንስትራክሽን፣መንገድንመጎዓዝያንዝተሳለጡስራሕቲብፍላይዝርገሐመንገዲክሳብጣብያክባፃሕ፣ህንፀትማሕበራዊንኢኮኖምያውንትካላትደረጅኡዝሓለወክኸውንከምኡእውንድሕንነቱንምቾቱንዝተሓለወቐረብግልጋሎትመጓዓዝያካብመሰረቱንምቕያር

ቢሮናኣብልፊንዓበይቲንመደባትሰፋሕቲስራሕቲእናሳለጠመፂኡእዩ።በዚመሰረትእውንካብ 1ትልሚዕብየትንሽግግርን 5ተ ዓመትኣፈፃፅማመደባት 4 ዓመትን 7 ወርሒንእንትንርኢ፡-

1.ኣብ ምዕባለመንገድንምምሕዳርን

Øኣብትግራይቕድሚ 1983 / 906ኪ.ሜ.ሓጋይምስክረምቲዘራኽብመንገዲጥራሕዝነበረእንትኾንኣብዚሐዚእዋንመንግስቲትግራይነቲሴክተርብዝሃቦጠመተንብዝገበሮፃዕርንኣብመወዳእታዓመት 2007ዓ/ም ናብ 7,160 ኪ.ሜ. ክብክብልከምዘለዎብዝሓዞትልሚዛጊድናብ 6,501.ሜክበፅሕኢሉእዩ፡፡

Øኣብዚ 5 ዓመትናይዕብየትንዕግግርንትልሚጥራሕብናይዩራፕፕሮግራም፣ብፌደራልንብክልልን 4,591 ኪ.ሜ.ንምስራሕትልሚሒዙኣብምትግባርፀኒሑእዩ፡፡ካብዚብዩራፕ 2,291 ኪ.ሜ.፣ብክልል(ኢንትርፕራይዝ) 608 ኪ.ሜ.፣ብፌደራልድማ 830 ኪ.ሜ. ብድምር 3,729 ኪ.ሜ.(81.22%) ብምስራሕንትራፊክክፍቲኮይኑእዩ፡፡ 

Øካብዚብትውሳኺናይክልልናገፀምድሪኣፃድፍዝበዝሖብምኻኑዘመናዊናይተንጠልጠልቲድልድላትስራሕቲብምስራሕኣብቲከባቢንዝርከቡተጠቀምቲግልጋሎትክውዕልተገይሩእዩ፡፡

እዚፕሮጀክትእዚምስሄልቨተስኢትዮጵያብምዃንዝስራሕስራሕእንትኾንንሱውንነቲስራሕዝምደብበጀትብሄልቫተስ 40% ብክልልድማ 60% ዝሽፈንኮይኑ 24ተንጠልጠልቲድላድልንምስራሕተተሊሙብብር9,354,500.00ወፃኢ 22 ተንጠልጠልቲደላድልተሰሪሓንናብግልጋሎትውዒለንእየን፡፡

Øበዚመሰረትካብዘለዋ 733 ጣብያታትእተን 537 (73.26%) ጣብያታትሓጋይምስክረምቲብዘራኽብመንገዲተኣሳሲረንእየን፡፡

Øካብዝነበረናይመንገዲሽፋንኣብ 1,000 ስኬርኪ/ 56.89 /ሜዝነበረመንገዲናብ 74.55 /ሜክዓቢተተሊሙዝነበረእንትኸውንዩራፕፕሮግራምክተኣታቶብምግባርናብ 114.5 /ሜክዓቢኪኢሉዩ፣

Øብፅሒትመንገዲኣብ 1,000 ሰብዝነብረሉ 0.68 /ሜዝነበረናብ 0.99 /ሜክዓቢተተሊሙናብ 1.24 .ሜክዓቢኢሉእዩ፡፡

Øብማእኸላይሓጋይምስክረምቲናብዘገልግልመንገዲንምርካብዝግበርናይእግሪጉዕዞካብ 6.15 /ሜናብ 2.36 /ሜክወርድኽኢሉዩ፡

2.ግልጋሎት መጓዓዝያንምምሕዳርመናሃርያን

Øኣብሃገርናንዝመፅእዘሎጠባዊዕብየትንምስላጥን ሕ/ሰብድሕንነቱንምቾቱንዝተሓለወቐረብመጓዓዝያንኽረክብብዝተገበረፃዕሪኣብዚሐዚእዋንኣስታት 181 መስመራትትራፊክብምፍጣርልዕልሊ 90%  ኣታዊንወፃእንኣቑሑትንምዝውዋርእንትከአልልዕሊ 95% ተጓዓዛይድማክንቀሳቐሰሉዘኽእልብርኪተበፂሑአሎ፡፡

3. ህንፃ፣ዲዛይንንኮንስትራክሽንንዝምልከት

Øእዚዘፈርእዙይካብ 30-60 ሚኢታዊናይታሃገርበጀትይሕዝተባሂሉዝግመትእንትኸውንብሃገርደረጃይኹንብክልልዓብይትኹረትተዋሂብዎእናተሰርሓሉይርከብ፡፡

Øበዚመሰረትኣብዚእዋንእዚኣብመላእትግራይሰፊሕናይመሰረተልምዓትትካላትህንፀትእንዳተሳለጠዝርከብእንትኸውን

ኣብዚትልሚዕብየትንስግግርን 5ተ ዓመትልዕሊ 1.5 ቢልዩንብርብምምዳብ 4,500 ዝተፈላለየማሕበረኢኮነሚያዊግልጋሎትዝህቡህንፃታትምህናፅትልሚተታሒዙክሳብሓዚብልዕሊ 1.8 ቢለዮንብር 4,013 ህንፃታትተሃኒፆምንግልጋሎትበቒዖምእዮም

 

Document Library Document Library
Minimize Maximize

Folder # of Folders # of Documents  
Manuals 0 4
Showing 1 result.

Document Library Display Document Library Display
Minimize Maximize
Folder # of Folders # of Documents
Manuals 0 4
Showing 1 result.

Document Library Display Document Library Display
Minimize Maximize
Folder # of Folders # of Documents
Manuals 0 4
Showing 1 result.

Document Library Display Document Library Display
Minimize Maximize
Folder # of Folders # of Documents
Manuals 0 4
Showing 1 result.

Document Library Display Document Library Display
Minimize Maximize
Folder # of Folders # of Documents
Manuals 0 4
Showing 1 result.

Document Library Display Document Library Display
Minimize Maximize
Folder # of Folders # of Documents
Manuals 0 4
Showing 1 result.

Document Library Display Document Library Display
Minimize Maximize
Folder # of Folders # of Documents
Manuals 0 4
Showing 1 result.

Document Library Display Document Library Display
Minimize Maximize
Folder # of Folders # of Documents
Manuals 0 4
Showing 1 result.